Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية  Portuguese
Book of the day

ናብ ኣምላኽ ምምላስ.pdf


Advertisement
  • word cloud

ናብ ኣምላኽ ምምላስ.pdf
  • Extraction Summary

ክአፎሀበ ናብ ኣምላኸ ምምላስን ምሕዝነት ምምስራትን ኢዩ።

  • Cosine Similarity

ክአፎሀበ ናብ ኣምላኸ ምምላስ ምዕራፍ ሓደ ሓጥያት ካብ ኣምላኸ ምፍላይ ኢዩ ሓጥያት ካብ ቅድስና ኣምላኸ ዝፈሊ ኢዩ። አዚ ሰብ እዚ ኣብ ስነምግባሩን ኮነ ኣብ ባህሩን ፍቓዱን ካብ ኣምላኸ ተፈልዩ ኢዩ። ሓጥያት እምበኣር ካብ ፍቅርን ትእዛዝን ኣምላኸ ምፍላይ ኢዩ። መኸንያቱ ካብ ኣምላኸ ተፈልዩ ኢዩ። ይ ቆሮ ኢሉ ገሊጹልና ኣሎ እቲ ኣብ ጸልማት ዝነብር እምበኣር ብርግጽ ካብ ብርሃን ተፈልዩ ምህላዉ ኢዩ ማለት ካብ ኣምላኸ ። ብኸመይ ድኣ እሞ እቲ ቅዱስ መንፈስ ኣምላኸ ምስ ሓጥያትና ኣባና ይሓድር ምዕራፍ ከልተ ብሓጥያት ካብ ኣምላኸ ምፍላይ ብርግጽ ሓጥያት ካብ ኣምላኸን ሕብረቱን ምፍላይ ኢዩ። ሓጥያት እምበኣር ካብ ኣምላኽ ካብ ቅዱሳን ከምኡውን ካብ መላእኸቲ ከይተረፈ ይፈልየካ ኢዩ መጽሓፍ ቅዱስ መልኣኸ እግዚኣቢሔር ኣብ ዙርያ እቶም ዝፈርሕዎይነብር የናግፎም ድማ ይብል ። ሓጥያት ካብ ኣምላኸ ምርሓቕ ጥራይ ዘይኮነስ ካብ መላእኸቲ ካብ ሰማያዊ ቅድስናን መንግቱን ኣብ ሰማይ ኮነ ኣብ ምድሪ ኢዩ ዛንታ ናይቲ ጥፉእ ወዲ እንተ ርኢና ካብ ኣቡኡ ከም ዝተፈልየ ንርኢ ። ካብ አቡኡ ጥራይ ኣይኮነን ተፈልዩ እንታይ ደኣ ካብታ ብቤት ከርስትያን ቤት እግዚኣቢሔር እትምሰል ቤቱ እውን ተፈልዩ ኢዩ ካልእ ድማ ካብ እቶም ብማሕበር ኣመንቲ ዝምሰሱ ቤተ ሰቡ እውን ተፈልዩ ኢዩ ካልእ ኣብነት ነቲ ዝጠፈአ በጊዕ ካብ ጓስኡን ካብ እተን ዝተረፋ ኣሕዋቱን ተፈልዩ ጠፊኡ ኢዩ። እቲ ሓቂ ድማ ኣምላኽ ኢዩ ዮሓ ። ኣዳም ካብ ፍቕርን ምስ ኣምላኽ ካብ ዝነበሮ ቅኑዕ ምሕዝነትን ተፈልዩ ካብ ኣምላኸ ዝፍርህ ድማ ኮነ ። ውጽኢት ሓጥያት ካብ ኣምላኸ ምፍላይ ኢዩ እታ ሓጥያት ንባዕላ ካብ ኣምላኽ ምፍላይ ኢያ እዚ ከመይ ኢዩ። ከምኡ ኸኣ እምበኣር ሓጥያት ካብ ኣምላኸ ጭራስ ዝፈልየካ ጠንቂ ጥፍኣትካ ኢዩ ምዕራፍ ሰለስተ ሓጥያት ካብ ሕብረት ቅዱሳን ድማ ይደልየካ ኢዩ። ካብ ርከብ ምስ ኣምላኸ ተፈልዩ። ዘፍ ካብ ኣምላኸ ብምፍላዩ ድማ ካብ ሓቂ ተፈልዩ። ሰብ ካብ ኣምላኸ ብምፍላዩ ካብ ሓይሱ እውን ይፍለ። ካብ ኣምላኸ ብምፍላዩ ካብ ገዛእነቱ እውን ይፍለ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Advertisement
Bottom banner

Download options | Convert to Pdf | Advertise on dirzon

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact