Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية  Portuguese
Book of the day

መንፈሳዊ-መዛሙር.pdf


Advertisement
  • word cloud

መንፈሳዊ-መዛሙር.pdf
  • Extraction Summary

  • Cosine Similarity

መያፈጎሯቿሯ መሃሙረ ካብ ኩሉ አቐዲምና ንኣምላኸ ነመስግን ኣሜን ንዘለዓለም እግዚኣብሔር ይመስገን ነኣምን በኣብ ወነኣምን በወልድ በወልድ ወነኣምን ወነኣምን ነኣምን በመንፈስ ቅዱስ ጎሴብሖ ንሴብሖ ለእግዚኣብሔር ስቡሓ ዘተሰብሓ ስቡሓ ዘተሰብሓ ነመስግኖ ነመስግኖ ንእግዚኣብሔር ምስጉንዩ ዝተመስገነ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ ማእከሌነ ቆመ ማእከሌነ ቆመ ክርስቶስ ማእከሌነ ቆመ ነቕርበሉ ነቕርበሉ ንኣምላኸ ምስጋና ንኣምላኸ ምስጋና ነቕርበሉ ንኣምላኸ ምስጋና ቅዱስ ቅዱስ ቅዱስ እግዚኣብሔር ጸባዖት ፍጹም ምሉእ ሰማያተ ወምድረ ወምድረ ቅድሳተ ስብሃቲከ ኢላ ሓይሊ ናይ እግዚኣብሔር ጥበብ ናይ እግዚኣብሔር ምድሓን ናይ እግዚኣብሔር ኣይንምካሕን ብሓይሊ ጥበብና እግዚኣብሔርዩ ቲ መመክሒና ኤር ኢትግድፈነ ኢትግድፈነ ወኢትመንንነነ ኣምላከ ስላም ተራድኣነ ኣይትግደፈና ኣይትግደፈና ሸለል ኣይትበለና ኣምላኸ ቅዱሳን ተራድኣና እግዝእትነ እግዝእትነ ነጽሪ ኃቤነ ሰላመ ወልድኪ የሃሉ ምስሌነ ድንግል ኣዴና ድንግል ኣዴና ጠምቲ ናባና ሰላም ናይ ወድኺ የሃሉ ምሳና ነመስግኖ ንእግዚኣብሔር ኣምላኽና እዚዩ ዝደሊ ካባና እዚዩ ዝደሊ ካባና እግዚኣብሔር ይመስገን እግዚኣብሔር ይመስገን ኣብዚ ዘብጽሓና ይመስገን ጐይታና በልዎ ለእግዚኣብሔር በልዎ ግሩም ግብርከ በልዎ ለእግዚኣብሔር መዝ ይሔይሰኒ ሕገ ኣፉከ እምኣእላፍ ወርቅ ወብሩር መዝ ኩሎ ዘፈቀደ ገብረ እግዚኣብሔር በሰማይኒ ወበምድርኒ ወበባህርኒ ወበኩሉ ቀላያት ቀላያት መዝ እግዚኣብሔር ይሓልወና ከምቶም ቅዱሳን የጽንዓና ንዕለት ከይከውን ጉዕዞና ክንፍጽም ይግባእ ከምቶም ኣቦታትና ቅድስት ማርያም ንዒ ናባና ድንግል ማርያም ኣማልድልና ንዓና ደቅኺ ሓጢኣት ዘጥቅዓና ካብ ፍቹር ወድኺ ምሕረት ለምንልና ብሂወት ክንነብር ንዓኻ መሲልና እግዚኣብሔር ኣምላኽና ኣጽንዓና ስብሃት ለኣብ ለኣሃዜ ኩሉ ዓለም ስብሃት ለወልድ ለገባሬ ኩሉ ፍጥረት ስብሃት ለመንፈስ ቅዱስ ለዘያርኀ ክረምተ በበዓመት ነኣምን በኣብ ወነኣምን በወልድ ወበመንፈስ ቅዱስ እማርያም ዘተወልደ ኣፍቂሮ ኪያነ መጽኣ ወልድ እምኩሉ ይሔይስ በሥላሴከ ተኣምኖ ወሳዲትከ ወበወሳዲትከ ተማሕፅኖ ኣማን በኣማን ኣማን በኣማን መንግስተ ሥላሴ ዘለዓለም ኩሉ ይሰግድ ለሥሳሌሴ ወይትቀነይ ኩሉ ለመንግሥተ ሥላሴ ቃልካ ሰሚዐ ሂወት ንኸረክብ ምስትውዓልካ ሃብኒ ጥበብካ እግዚኣብሔር ሃበነ ልሳነ ጥበብ እግዚኣብሔር ሃበነ ልሳን ከመ ናእምር ሕጋ ለቤተክርሰቲያን ሃበነ እግዚኦ ኣዕይንተ ኣእምሮ ወትረ ኪያከ ይርኣያ ወኣእዛንነሂ ቃለ ዘባህቲትከ ይስምዓ ኖላዊ ትጉህ ዘኢትነውም ማሕበረነ ማሕበረነ ዕቀብ በሰላም እግዚኣብሔር ይመስገን ኒዚኣ መዓልቲ ቀዲሱ ዝሃበና ካብ ዝነበርናዮ ኣኪቡ ኣኪቡ ናብዚ ዘምጽኣና ነዚ ጉባኤና ባርኮ ጐይታና ሰላም ሂብካ ፍቕሪ ሂብካ ሎሚ ንኹላትና ሰላም ናይ ኣብ ናይ ወልድ ናይ መንፈስ ቅዱስ ይሕደረና ብመስቀሉ ናይ ክርስቶስ ፍቕሪ ናባኻ ኸንጽሊ ብሓባር ኩላትና ኦ ጐይታና ስደደልና ቲ ቕዱስ መንፈስካ ኢየሱስ ክርስቶስ መጽኣ ውስተ ዓለም በብርሃኑ ንዑ ናንሶሱ መድሓኒና እህ ምሕረትካ ሃበና ምሕረትካ ሃበና መድሓኒና እግዚኣብሔር ብርሃነይ መድሓኒተይዩ ዘፍርሃኒ መንዩ ዘሰንብደንሲ ኣምላኸይ መድሓኒተይዩ ይትባረክ ይትባረክ እግዚኣብሔር ዘብጽሓና ናብዚ ዓመት ናብዚ ወርሒ ናብዚ ዕለት ያብጽሓነ ኣመ ከመ ዮም ኣመ ከመ ዮም እግዚኣብሔር ንዓመታ የብጽሓና ጐይታ ከምዚ ንዓመታ የብጽሓና ጐይታ ምፍፀ ጳድደም ለቃ ስብሃት ለእግዚኣብሔር በሰማያት ወሰላም በምድር ስምረቱ ለሰብእ ሃሌ ሉያ ኣሜን ሃሌ ሉያ ኣማን በኣማን ኣማን በኣማን መንክር ስብሃተ ልደቱ በጎለ እንስሳ በጎለ እንስሳ በጎለ እንስሳ ተወልደ ኣማኑኤል በጎል ሰከበ በኣጽርቅት ተጠብለለ ቤዛ ኩሉ ዓለም ዮም ተወልደ ኣብ ጎል ደቀሰ በኣጭርቕቲ ተጠቕኝለለ በጃ ኹሉ ዓለም ሎሚ ተወልደ እምሰማያት ወረደ እምድንግል ማርያም ተወልደ ከመ ይኩን ቤዛ ለኩሉ ዓለም ወለብሰ ሥጋ ማርያም ካብ ሰማያት ወረደ ካብ ድንግል ማርያም ተወልደ በጃ ክኾነና ንኹሉ ዓለም ለበሰ ሥጋ ማርያም የሃበነ ሰላመ የሃበነ ሰላመ ጋዳ ጋዳ ያበውኡ ቀሞኑርባነ ዮም ሰማያዊ በጎል ሰከበ ለዘተወልደ እምቅድስት ድንግል ርእይዎ ኖሎት ኣእኮትዎ መላእክት ኣእኮትዎ መላእክት ኦሆ ብሂሎ ተኣዛዜ ከዊኖ ወረደ ወረደ ወረደ ለኣድህኖ መድኃኒነ ተወልደ ነዋ ይእዜኒ ለሰላም ንትልዋ ኣንፈርኣጹ ሰብኣ ሰገል ኣምሃሆሙ ኣምጽኡ መድምመ ምፍፀ ዎምዎም ሣቴ ክርስቶስ ተወልደ ክርስቶስ ተጠምቀ ንዓናውን ዳግማይ ወለደና እንካብ ማይን ካብ መንፈስ ቅዱስን ቲቶ ኣማን በኣማን ኣማን በኣማን መንክር ስብሃተ ጥምቀቱ መድሓኒና ተጠሚቹ ኣብ ዮርዳኖስ ሩባ ደቂ ኣዳም ንሰላም ንስዓባ ሃዲጎ ተስዓ ወተስዓተ ነገደ ነገደ ማእከለ ባሕር ቆመ ማእከለ ባሕር ዮሓንስኒ ሃሎ ያጠምቅ በሄኖን በቅሩበ ሳሌም ነድ ነድ ለማየ ባሕር ከበቦ ማይ ኀበ የሓውር ጸበቦ በእደ ዮሓንስ ተጠምቀ ኢየሱስ ናዝራዊ ሰማያዊ ኢየሱስ ናዝራዊ በበህቅ ልህቀ በዮርዳኖስ ተጠምቀ በዮርዳኖስ ተጠምቀ በዮርዳኖስ መጽኣ ቃል እምደመና ዘይብል ዘይብል ዝንቱ ውእቱ ወልድየ ዘኣፈቅር ሖረ ኢየሱስ ሖረ ኢየሱስ እምገሊላ ሃበ ዮርዳኖስ ፍፀ ቃና ፈጎ ዬዮሓ በቃና ዘገሊሳ ዘገሊላ ከብካብ ኮነ ቤዛነ ተስፋነ ወልደ ኣምሳክ ወለማይኒ ረሰዮ ወይነ እንዘ ስዉር እምኔነ ይእዜሰ ክሱተ ኮነ ተኣምረ ወመንክረ ገብረ መድኃኒነ በቃና ዘገሊሳ ከብካብ ኮነ ማየ ረሰየ ወይነ ምፎፍፀ ፖሥሃዕና ማቴ ሆሣዕና በሉ ሥየኹም ኣልዕሉ ወዲ ዳዊት መጺኡሎ ባዕሉ ንጉሥ ሰማይ ንዑ ተቐበሉ ሆሣዕና እምርት እንተ ኣቡነ ዳዊት ቡርክት እንተ ትመጽእ መንግስት ሆሣዕና ሆሣዕና ሆሣዕና ሪ ለወልደ ዳዊት ሆሣዕና ሆሣዕና በኣርያም ሆሣዕና ለወልደ ዳዊት ለንጉሥ እስራኤል ለንጉሥ እስራኤል ሰላምኪ ሎሚዩ ኢየሩሳሌም ናባኪ መጺኡ ኣምላኸ ዘለዓለም ሆሣዕና በኣርያም ኢሎም ዘሚሮም ህጻውንቲ ኣብ ኢየሩሳሌም ሪ ኣንቲ ቤተልሔም ናይ ዳዊት ከተማ ናይ ህዝብኺ ብርሃን መጺኡ ብግርማ ሆሣዕና በኣርያም ኢሎም ዘሚሮም ህጻውንቲ ኣብ ኢየሩሳሌም ፍፀ መድኃሪ ሰቋም ሣቴ መድኃኔ ዓለም ኣድሒኑና ብዘይሓልፍ ቃሉ ደስ ይበለና ዕልል በሉ ዕልል በሉ ኣድሒኑና ብዘይሓልፍ ቃሉ ሠራዊተ መላእክቲሁ ለመድኃኔ ዓለም ወይኬልልዎ ኦ ጐይታና መን ኣሎ ከማኻ ንዓና ኸትብል ኣብ መስቀል ተሰቐልካ በደሙ ክቡር ክቡር ቤዘወነ ኣኮ በወርቅ ሓላፊ ዘተሳየጠነ ብደሙ ኸቡር ኸቡር ዓደገና ብሓላፊ ወርቂ ይኮነን ዝተሻየጠና እሳት ጽርሑ ማይ ጠፈሩ ደመናት መንኮራኩሩ ለመድኃኔ ዓለም እስመ ውእቱ ክብሮሙ ለቅዱሳን መድኃኔ ዓለም ኣሠርገዋ ለምድር ኣሠርገዋ በጽጌያት ዘበእንቲኣሃ ለቤተክርስቲያን ተጸፋዕከ በውስተ ዓውድ ተገፋእከ ከመ ትቀድሳ ከመ ትቀድሳ በክቡር ደምከ ምእንቲ ድሕነታ ንቤተክርሰቲያን ተጸፋዕካ ኣብ ቤት ፍርዲ ተገፋዕካ ምእንቲ ክትቅድሳ ምእንቲ ከተንጽሃ በቲ ኸቡር ደምካ ፎፍፀ ሦሣሌጴዔ ሣቱ ክርሰቶስ ዘተሰቅለ በእንተ ኃጥኣን ክርስቶስ ዘሞተ ለቤዛ ብዙኃን ወተንሥኣ ወተንሥኣ ለክብረ ቅዱሳን ክርስቶስ ዝተሰቕለ ምእንቲ ሓጥኣን ክርስቶስ ዝሞተ ንበጃ ብዙሃን ተንሚኡ እንሆ ሎሚ ንኸብሪ ቅዱሳን ክርስቶስ ተንሥኣ እሙታን በዓቢይ ኃይል ወሥልጣን ወሥልጣን ኣሰሮ ለሰይጣን ኣግኣዞ ለኣዳም ሰላም እምይእዜሰ ይኩን ሰላም ክርስቶስ ተንሲኡ ካብ ሙታን ብዓቢይ ሓይልን ብስልጣንን ብስልጣንን ኣሲሩ ንሰይጣን ናጻውጺኡ ንኣዳም ሰላም ካብ ሕጂ ንደሓርስ ይኹን ሰላም ኣማን በኣማን ኣማን በኣማን ተንሥኣ እምነ ሙታን ትንሣኤከ ለእለ ኣመነ ብርሃነከ ፈኑ ዲቤነ ትነሳኤኻ ክንዲ ዝኣመንና ብርሃነካውን ፈኑ ናባና ፎፍፀ ሪረፇም ለቃ ኣማን በኣማን ኣማን በኣማን መንክር ስብሃተ ዕርገቱ ኣርኅዉ ፕኃተ ለንጉሠ ስብሓት ዘይቤ ተሰምዓ ቃለ ቀርን ወደምጸ ይባቤ ወደምጸ ይባቤ ዘምሩ ለኣምላክነ ዘምሩ ዘምሩ ለንጉሥነ ዘምሩ ዓሪጉ ብስብሃት ዓሪጉ ብዕልልታ ብስብሃት ብዕልልታ ዓሪጉ ዓሪጉ ብዕልልታ ንሞት ኣሰኒፉ ናይ ሰራዊት ጐይታ ዓሪጊ ዓሪጉ ብዕልልታ ምይ ኦ እግዚኣብሔር ኣብ ኣሃዜ ኩሉ መሓረነ በኩሉ ግብር ኦ ወልድ ዋሕድ ኢየሱስ ክርስቶስ ተሠሃለነ በኩሉ ግብር ኦ ጳራቅሊጦስ መንፈስ ቅዱስ ሥረይ ለነ ኣበሳነ ንኸንንሳሕ መንፈስ ቅዱስ ኣይትፈለየና ኣይትፈለየና ሓይልኻ ሃበና ኣልቦ ዘከማየ ዘከማየ ኣበሳ ኃጢኣት ገባሪ ወኣልቦ ዘከማከ እግዚኣብሔር መሓሪ መድኃኔ ዓለም ክርስቶስ ዓለማተ ኩሉ ፈጣሪ በደመ ገቦከ ኃጢኣትየ ኣሥተስሪ ከምዚ ኸማይ የለን ከምዚ ኸማይ ኣበሳን ሓጢኣትን ገባሪ ከማኻውን የለን እግዚኣብሔር መሓሪ መድኃኔ ዓለም ክርስቶስ ናይዚ ዓለም ኩሉ ፈጣሪ ብደም ናይ ጐንኻ ሓጢኣተይ ኩሉ ኣሥተስሪ ብበደልና ብብዝሒ ሓጢኣትና ኣይትቀየመና ኣይትቀየመና ኣምላኸ ብምሕረትካ ሎሚ ይቕሬታ ነበና ኣምላኸ ብምሕረትካ ሎሚ ሎሚ ይቕሬታ ሃበና ምሪ መፅዕፇጳሷ መስቀል ኃይልነ መስቀል ጽንዕነ መስቀል ቤዛነ ሪ መድኃኒትነ ለእለ ኣመነ መስቀል ሓይልና መስቀል ጽንዓትና መስቀል በጃና መድሓኒትናዩ ነቶም ዝኣመና ህየ ህየ ህየ ንሰግድ ኩልነ ሃበ ቆመ እግረ እግዚእነ ናብኡ ናብኡ ናብኡ ንሰግድ ኩልና ኣብ ዝቐሞ እግሪ መድኃኒና እሌኒ ንግስት ሃሰሰት መስቀሉ እንባቆም ዘኣንከረ ክብሩ መስቀል ብርሃን ለኩሉ ዓለም መሠረተ ቤተክርስቲያን ዝጸልመተት ዓለም ተወሊዓ ብኸቡር መስቀሉ ተወሊዓ ተወሊዓ ብኸቡር መስቀሉ ቃል መስቀል ንዓና ሓይሊ ኣምላኸ ኢዩ ንዘይኣምኑ ዕሽነትዩ ንዓና ድሕነት ኢዩ ቆሮባ መስቀልከ ይኩነነ ቤዛ ይኩነነ ቤዛ መስቀልከ ይኩነነ ቤዛ ጸጋ ነሳእነ ወሕይወተ ረከብነ በኃይለ መስቀሉ ለኢየሱስ ክርስቶስ በኃይለ መስቀሉ ኪያከ እግዚኦ ነኣኩት ወንሴብሓከ እግዚኣብሔር ጸጋ ወሲድና ሂወትውን ረኺበና ብሓይሊ መስቀሉ ናይ ኢየሱስ ክርስቶስ ብሓይሊ መስቀሉ ንዓኻ ኦ ጐይታ ነመስግን ንውድሰካውን እግዚኣብሔር ፎፍፀ ቱፍድዕጐ ማርያም ኣማን በኣማን ኣማን በኣማን ተወልደት እመ ብርሃን ንጽህተ ንጹሃን ከዊና ከመ ታቦት ዘዶር ዘሲና ውስተ ቤተ መቅደስ ነበረት በድንግልና ነበረት ሲሳያ ሕብስተ መና ወስቴሃኒ ስቴ ልቦና ማርያም እመ ብዙሓን እመ ብዙሓን እመ ብዙሓን ማርያም ማርያም ማርያም ድንግል ማርያም ርኅርኅተ ሕሊና ማርያም ማርያም ተዓቢ እምኩሉ ፍጥረት ኢያውዓያ እሳተ መለኮት ማርያም ሓዘነ ልቦና ታቀልል ሓዘነ ልቦና ታቀልል ሰላም ንዓኺ ማርያም ፈጣሪ ንምውላድ ዝበቓዕኺ ኣምላኸ ንዓኺ እንተ ዘይሓድገልና ከም ሰዶምን ከም ገሞራን ኩልና ምኾንና ሰኣሊ ለነ ወልድኪ ከመ ይምሓረነ ለምንልና ወድኺ ምእንቲ ኸምሕረና ኩሎም ይብልዋ በኣኅብሮ ቅድስተ ቅዱሳን ቅድስተ ቅዱሳን ማርያም ስብሓት ለኪ ማርያም ለኣብ መርዓቱ ለወልድ ወሳዲቱ ለመንፈስ ቅዱስ ታቦቱ ማርያም ድንግል ወርቅሰ ብሩር ኃላፊ ውእቱ እምኩሉ ኪያኪ እፈቱ መራሒት መንግስተ ሰማያት ድንግል ማርያም ለሚንኪ ድሕንና ንዓና ደቅኺ ካብ ገሃነም ልብኺ ለዋህ ኢዩ ዘይጭክን ረኅርኅተ ሕሊና ማርያም ከም ኣባ ህርያቆስ ከም ቅዱስ ኤፍሬም ተለመንና ማርያም ድንግል ኣንቲ ዘበኣማን ደመና ረከብኪ ጸጋ ግብረ ድንግል የኣቢ ክብራ ለማርያም ወዓለሙኒ ኢክህለ ፀዊሮቶ ፆረቶ ወኣግመረቶ ማርያም ዓለም እኳ ዘይከኣለት ንኸትዖሮ ማርያም ግና ኣብ ማሕፀና ፀዊራቶ መንክር ግርማ ኃይለ ልዑል ጸለላ ኣማን ኣማን መላእክት ይኬልልዋ ሞትሰ ለመዋቲ ይደሉ ይደሉ ሞታ ለማርያም የኣፅብ ለኩሉ ማርያም ዓረገት ዓረገት ናብ ሰማያት እናዓጀብዋ ናይ ሰማይ መላእክት ዓረገት ናብ ሰማያት መሓርኒ ድንግል ወተሠሃልኒ በበዘመኑ ለእመ መሃርክኒ ዘይኬንነኒ መኑ ኩናኔ ሥጋ ወነፍስ ወልድኪ ኣኮኑ ሙሴኒ ርእያ ሃገር ቅድስት ዕዝራኒ ተናገራ ተናገራ ዘመራ ዳዊት ሰላም ለኪ ሰላማዊት ኪዳነ ምሕረት ኪዳንኪ ኮነ ለኃጥኣን ቤዛነ ኪዳንኪ ኮነ ቅንኡ ለእንተ ተዓቢ ጸጋ መድኀኒተ ነፍስ መድኀኒት ኪዳነ ምሕረት ይዌድስዋ መላእክት መላእክት ለማርያም በውስተ ውሳጤ መንጦላእት ወይብልዋ በሃኪ ማርያም ሃዳስዩ ጣእዋ የመስግንዋ መላእኸቲ መላእኸቲ ንማርያም ኣብ ውሽጢ ሰማያዊ መቕደስ እናበሉ ንዓኺ ሰላምታ ይኙዥን ኣማላዲት ኣደ ማህደረ መለኮት ማርያም እመ ብዙሓን መሪ ፓ ጽጌ ሮማን መዓዛ ቅዱሳን መዓዛ ቅዱሳን ጽጌ ሮማን እንዘ ተሓቅፍዮ ለሕፃንኪ ንዒ ማርያም ንዒ ንዒ ንዒ ማርያም ወድኺ ሓኞሞፍክዮ ክትባርኸና ንዒ ማርያም ንዒ ንዒ ንዒ ማርያም እስከ ማእዜኑ እግዝእትየ ውስተ ምድረ ነኪር ትሄልዊ ገሊላ እትዊ ሃገረኪ ገሊላ እትዊ ክሳብ መዓስ ኢኺ እግዝእትየ ኣብ ምድሪ ስደት ትህልዊ ገሊላ እትዊ ናብ ሃገርኪ ገሊላ እተዊ እሰግድ ለተኣምርኪ በኣብራከ ሥጋ ወነፍስ በከመ ሰገደ በከመ ሰገደ ለወልድኪ ዮሃንስ በከርሥ ንዒ ሃቤነ እመ ኣምላክ ምስለ ሚካኤል ወገብርኤል ከማኪ ርኅሩኅ ንዒ ናባና ኣደ ኣምሳኽኸ ምስ ሚካኤል ወገብርኤል ከማኺ ርሕሩሕ ምስ ቅዱስ ሚካኤል ወገብርኤል ኣዴና ንዒ ማርያም ንዒ ባርኸና ከምቶም ኣቦታትና ኣዴና ንዒ ማርያም ምስለ ሚካኤል ወገብርኤል ንዒ ሠናይትየ ማርያም ንዒ ንዒ ንዒ እመ ኣምላክ ንዒ ማርያም ፎፍፀ መጎጳ ራ ሊቅ መላእክት ሚካኤል መልኣከ ምክሩ ለልዑል ኃያል ኃያል ሰዳዴ ሳጥናኤል ኃያል መልኣከ ኃይል ሰፊሖ ክነፊሁ ክነፊሁ ይጹልል ዲቤነ ረዳኤ ምንዱባን ረዳኤ ምንዱባን ሚካኤል ሊቀ መላእክት ሚካኤል ሊቅ ልብሱ ዘመብረቅ ዓይኒ ዘርግብ ዓይኑ ሚካኤል ሓመልማለ ወርቅ ውእቱ ሚካኤል ውእቱ መልኣከ ኃይል ልዑል ውእቱ ልዑለ መንበር ይስኣል ለነ ይስኣል ለኩልነ ረዳኤ ይኩነነ ኣመ ምንዳቤ መልኣከ ሰላምነ ሚካኤል ሊቀ መላእክት ሰኣል ወጸሊ በእንቲኣነ ኣዕርግ ጸሎተነ ቅደመ መንበሩ ለእግዚኣብሔር ወእንዘ ትፈትል ወርቀ ወሜላተ ኣስተርኣያ ገብርኤል ግብተ ወይቤላ ወይቤላ እስመ ረከብኪ ሞገሰ በኀበ እግዚኣብሔር መልኣከ ሰላም ተናገራ መልኣክ ወይቤላ ወይቤላ ትወልዲ ወልደ ኦ ሚካኤል ሊቀ መላእክት ካብ ሰይጣን ዘድኃንካ ንኣፎምያ ቅድስቲ መራሒ ዝነበርካ ንእስራኤል ዘሥጋ ካብ ግብ ጀሚርካ ከነኣን ዘብጻሕካ ከነኣን ዘብጻሕካ ኦ ገብርኤል ሊቀ መላእክት ንሠለስቱ ደቂቅ ካብ ሓዊ ዘድሓንካ ኣብ ሓዊ ኣቲኻ ራብዓይ ተባሂልካ ብመስቀል ባሪኸካ ናብ ማየ ዝቐየርካ ናብ ማይ ዝቐየርካ ኦ ኡራኤል ሊቀ መላእክት ንዕዝራ ዘስተኻ ጽዋዕ ናይ ሕይወት ኣይ ንስኻ እንዲኻ መልኣኸ ናይ ምሕረት ብናይ ክርስቶስ ደም ዓለም ዝሓጸብካ ዓለም ዝሓጸብካ ያከብርዋ ለሰንበት መላእክት በሰማያት ጻድቃን በውስተ ገነት ወኩሉ ፍጥረት ዓሣት ወኣናብርት እለ ውስተ ደይን ያዕርፉ ባቲ እስመ ባቲ ኣእረፈ እምኩሉ ግብሩ ፍይ ዴዱድቃ ወገዳሙኒ ገዳሙኒ ኣንትሙ ለዓለም ብርሃኑ ሓዋርያት ለዓለም ብርሃኑ ዓምደ ቤትየ ዘኣቁጸልከ ሰላም ለከ ጊዮርጊስ ሰላም ለከ ዓንዲ ናይ ቤተይ ዘለምለምካ ሰላመ ንዓኻ ጊዮርጊስ ሰላም ንዓኻ ጊዮርጊስ ኃያል ኃያል መስተጋድል ሪ ገባሬ ተኣምር ኮከበ ክብር ኣረጋዊ ግሩም በመንፈስ ቅዱስ ኅቱም ነዓ ነዓ ማእከሌነ ቁም ለጻድቃን ሓረዮሙ ውሉድየ ይቤሎሙ ኀበ ዓምደ ወርቅ ተጽሕፈ ስሞሙ ብፁዕ ውእቱ ዘጸውዓ ስመክሙ ወዘገብረ ተዝካረክሙ ኣነ እሁቦ ሕይወተ ዘለዓለም ወኣወርሶ መንግስተ ሰማይ ይቤሎሙ እግዚኣብሔር ለቅዱሳኑ ብጹእዩ ንኡድዩ ዝጸውዐ ኣስማትኩም ዝገበረ ዝኸርኹም ኣነ ክህቦ ኢየ ዕረፍቲ ናይ ዘለዓለም ከውርሶ ኢየ መንግስተ ሰማይ ኢሉ ቃል ኣቲሎም ኣምላኸና ንቕዱሳኑ ወተቀበልዎ መላእክት ኣብእዎ ኣብእዎ ኢየሩሳሌም ግሩማን መላእክት ሱራፌል ወኪሩቤል እለ ኣክናፊሆሙ ነበልባል ወረዱ ዮም ይትቀበሉከ በብሂል ኣማን ኣማን ኣቡነ ፍሊጸደስ ኣንዳዴ ባሕር ፍሊጾስ ኣቡነ ባርከነ ፍሊልስ ኣቡነ ሰላም ሰላም ሰላም ለዝክረ ስምከ ጥዑመ ዜማ ዜማ ኣቡነ ኣረጋዊ ጥዑመ ዜማ ኦ ኣባ ቅዱስ ዕቀቦሙ በስምከ ወበኃይልከ ዕቀቦሙ ከመ ይኩኑ ኣሓደ ብነ ከማነ ከመ ይኩኑ ይቤላ ሕፃን ለእሙ ኢትፍርሂ እም ኢትፍርሂ እም ነበልባለ እሳት ለኣናንያ ወኣዛርያ ወሚሳኤል ዘኣድሓኖሙ ውእቱ ያድሕነነ ወኣንተኒ ህጻን ነቢየ ልዑል ዓርኩ ለመርዓዊ ትሰመይ ትሰመይ ነቢየ ልዑል በጾም ወበጸሎት ወረሱ ተስፋ ሕይወት ጻድቃን ጻድቃን ውሉደ ብርሃን ንጹም ጸመ ወናፍቅር ቢጸነ ወንትፋቀር ንትፋቀር በበይናቲነ ሪያዎጩነጭ መሃሙረ ተዋህዶ ተዋህዶ ተዋህዶ መሠረተ ጽድቅ ተዋህዶ መሠረተ ጽድቅ ማርያም ማርያም ማርያም ርህርህተ ሕሊና ማርያም ርህርህተ ሕሊና ሚካኤል ሚካኤል ሚካኤል ሊቀ መላእክት ሚካኤል ሊቀ መላእክት ገብርኤል ገብርኤል ገብርኤል ኣብሣሬ ትስብእት ገብርኤል ኣብሣሬ ትስብእት ሩፋኤል ሩፋኤል ሩፋኤል ፈታሄ ማሕፀን ሩፋኤል ፈታሔ ማሕፀን ኡራኤል ኡራኤል ኡራኤል መልኣከ ሰላም ኡራኤል መልኣከ ሰላም ጊዮርጊስ ጊዮርጊስ ጊዮርጊስ ሊቀ ሰማዕት ጊዮርጊስ ሊቀ ሰማዕት እሰይ እሰይ ተወሊዱ ተጠሚቹ ካብ ሰማይ ሰማያት ወሪዱ ካብ ድንግል ማርያም ተወሊዱ እሱ እንተ ዘይውለድ ኣማኑኤል እቲ ለዋህ ኣምላኸና ኣማኑኤል መዓስ ምስ ተረኸበት ኣማኑኤል ገንት ምድርና ኣማኑኤል እሰይ እሰይ ተወሊዱ ንምሕረት ወሪዱ ኣማኑኤል ካብ ሰማይ ናባና ኣማኑኤል ንህዝቡ ከድሕን ኣማኑኤል ካብ ክፉእ ሕማምና ኣማኑኤል እሰይ እሰይ ተወሊዱ ብርሃን ኣምጽኣሎም እሰይ እሰይ ንእምነት ንህዝቡ እሰይ እሰይ ብጸልማት መገዲ እሰይ እሰይ ኣብኡ ከይደኸሙ እሰይ እሰይ እሰይ እሰይ ተወሊዱ እግዚኣብሄር ኣብ ሊኢኹ እሰይ እሰይ ነቲ ሓደ ወዱ እሰይ እሰይ ንሱ ፈትዩ ኢዩ እሰይ እሰይ ከምኡ ንዓለሙ እሰይ እሰይ እሰይ እሰይ ተወሊዱተጠሚቹቋ ካብ ሰማይ ሰማያት ወሪዱ ካብ ድንግል ማርያም ተወሊዱ ዕልል በሉ ብሓድነት ዘምሩ ኣመስግኑ ንኸብሩ ዘምሩሉ ከም እግዚኣብሔር ማንም የለን በሉ ኣብ ሓጢኣት ባርነት ንነብር ነበርና ካብ ቤቱ ርሒቕና ትእዛዙ ኣፍሪስና ርእዩ ኣይቀጽዓናን ጸላእቱ ኸሎና ውዕለቱ ግሩምዩ ይኸበር ፈጣሪና ዕልል በሉ ብሓድነት ዘምሩ ርእሱ ኣዋሪዱ ንዓና ኣኸቢሩና ንሥጋኡን ደሙን ክንምገብ ሂቡና ጓሳና ርሕሩሕ ኢዩ እንስእኖ የለን ምስጋና ይብጽሓዮ ንመድሓኔ ዓለም ዕልል በሉ ብሓድነት ዘምሩ በጃና ዝኾነ ከም ኣምላኸ መን ኣሎ ፍቕሪ ደቂ ሰባት ኣብ መስቀል ዘውዓሎ ፍቕሩ ኣይውዳእንዩ ብኣፍ ተነጊሩ ካብ ሰማይ ወሪዱ ድሕነት ኣበሚሩ ዕልል በሉ ብሓድነት ዘምሩ ግብርታቱ ነድንቕ ክንዲ ዘፍቀረና ካብ ዘይሓልፍ ፍቕሩ በረኸት ሃበና ነጊርካ ኣይውዳእንዩ ናይ ኣምላኸ ስጦታ ውዳሴ ነቕርብ ንዘምር ብዕልልታ ዕልል በሉ ብሓድነት ዘምሩ ሆሣዕና በኣርያም ሆሣዕና ኢልና ነቕርብ ምስጋና ሆሣዕና በሉ ሆሣዕና ንወዲ ዳዊት ሆሣዕና ትሐትና ዘርኣየ ሆሣዕና ስሙ ይባረኸ ሆሣዕና መጺኡ ብግርማ ሆሣዕና ንዓና ክቕድስ ሆሣዕና ሆሣዕና በኣርያም ሆሣዕና ኢልና ነቕርብ ምስጋና ሆሣዕና በሉ ሆሣዕና ንሰማያዊ ንጉሥ ሆሣዕና ነቢያት ብትንቢት ሆሣዕና ንዝነገሩሉ ሆሣዕና ሓዋርያት ብወንጌል ሆሣዕና ንዝሰበኹሉ ሆሣዕና ሆሣዕና በኣርያም ሆሣዕና ኢልና ነቕርብ ምስጋና ሆሣዕና በሉ ሆሣዕና ንኣምላኸ ምሕረት ሆሣዕና ካብ ድንግል ተወልደ ሆሣዕና ልክዕ ከም ህጻናት ሆሣዕና ጓሶት ኣብ መብልዕ ማል ሆሣዕና ኣቕረቡሉ ስግደት ሆሣዕና ኩሎም ደቂ ኣዳም ሆሣዕና ከምኡ ውን መላእኸት ሆሣዕና ሆሣዕና በኣርያም ሆሣዕና ኢልና ነቕርብ ምስጋና ኦ ጐይታና መን ኣሎ ከማኻ ምእንታና ኸትብል ካብ ሰማይ ወረድካ ምእንታና ኸትብል ካብ ድንግል ተወለድካ ኦ ጐይታና መን ኣሎ ከማኻ ምእንታና ኸትብል ኣብ ባሕሪ ተጠመቕካ ምእንታና ኸትብል ኣብ በረኻ ጾምካ ኦ ጐይታና መን ኣሎ ከማኻ ምእንታና ኸትብል ብኣይሁድ ተዋረድካ ምእንታና ኸትብል ኣብ መስቀል ተሰቐልካ ኦ ጐይታና መን ኣሎ ከማኻ ክቹጸር ኣይከኣልን ብዝሒ ርሕራሔኻ ኦ ጐይታና መን ኣሎ ከማኻ ናባኻ ምለሶ ንኹሉ ህዝብኻ ኦ ጐይታና መን ኣሎ ከማኻ ንድሕነት ህዝብኻ ቃል ወነወጌል መሃርካ ኦ ጐይታና መን ኣሎ ከማኻ ንዓና ክትምህር ትሕትና ኣርኣኻ ኦ ጐይታና መን ኣሎ ከማኻ ምሕረትካ ሃበና እምነትና ርኢኻ ኣብ ማእከል ሸፋቱ ኣብ ቀራንዮ ስፍራ ንዓና ኢሉ ጐይታ ረኸበ መከራ ረኸበ መከራ ኣዳምን ሄዋንን ዝሠርሕዎ ሓጢኣት ንዓና ኔሩና ከቢድ ናይ ሞት ቅጽዓት ከቢድ ናይ ሞት ቅጽዓት ኣብ ማእከል ሸፋቱ መስቀል ተሸኪሙ ወረዶ መከራ ኣይሁድ ገረፍዎ ኩሎም በብተራ ኩሎም በብተራ ኣብ ማእከል ሸፋቱ ድንግል ኣይከኣለትን ንብዓታ ክትክልክል እናረኣየቶ ወዳ ከንከባልል ወዳ ከንከባልል ኣብ ማእከል ሸፋቱ ብኣምላኸነቱ እንከይ ፈረደሎም ከምዚሉ ጸለየ ኦ ኣቦይ መሓሮም ኦ ኣቦይ መሓሮም ኣብ ማእከል ሸፋቱ ብረቂቕ ሥልጣኑ ኩሉ ዝፈጠረ ብሰባት ተገርፈ ሞተውን ተቐብረ ሞተውን ተቐብረ ኣብ ማእከል ሸፋቱ ብመበል ሣልስቱ ተንሚኡ ብሓይሉ እናረኣይዎ ናብ ሰማይ ዓሪጉ ናብ ሰማይ ዓሪጉ ኣብ ማእከል ሸፋቱ ኣጽኒዕና ነሓዛ እምነት ተዋህዶና ክምለሰናዩ መታን ክወስደና መታን ክወስደና ኣብ ማእከል ሸፋቱ ካብ ሰማይ ሰማያት ናብ ምድሪ ወሪዱ ንደቂ ሰባት ኢሉ ተዋሪዱ ሓጢኣት ዘይባህርዩ ብኣምላኸነቱ ንምንታይ ተሰቕለ ኣብ ማእከል ሸፋቱ ናትና ፍቕሪ ስሒብዎ ተሰቼሉ ኣብ ቀራንዮ ጎቦ ኣዲኡ እንታይ በለት ሓኞፋ ዘዕበየት ፎቐዶ በረኻ ምስኡ ዝተሰደት እንታይ ኢዩ ጌሩ እንታይዩ በዲሉ መላእ ኣካላቱ ብገመድ ቄሲሉ ናትና ፍቕሪ ስሒብዎ ተሰቼሉ ኣብ ቀራንዮ ጎቦ ቀላያት ኩሎም ዝግዝኡሉ ንደቂ ሰባት ማይ ጸሚኡኒ ኢሉ ደምን ርሃጽን ብገጹ እናወረደ ክትበኪ ረኣያ ነታ ርህርህቲ ኣደ ናትና ፍቕሪ ስሒብዎ ተሰቼሉ ኣብ ቀራንዮ ጎቦ መከራ ከይፈርሐ ዝተኸተለ ዮሓንስ በኸየ እዋይ ኣነ እንዳበለ ክሳዕ መወዳእታ ብትብዓት ዝሰዓቦ እነሃ ኣዴኻ ኢሉ ንዮሃንስ ሃቦ ናትና ፍቕሪ ስሒብዎ ተሰቼሉ ኣብ ቀራንዮ ጎቦ ኣነ መንየ ኢልና ርእስና ንመርምር ኣብ ቅድሚ ኣምላኸና ሓጢኣትና ንዘክር በደልና ኣሚንና ርእስና ኣትሒትና በደልና ኣሚንና ንለምን ኣምሳኽና ናይ ኣምላኸ ትእዛዛት ብኣና ተጣሒሱ ብኸፍኣት ብሕሜት ኣካልና ረኺሱ በደልና አሚንና ናይ ሥጋ ጥቕሚ ሪኡ ልብና ጸኒዑ ሞት ክሳብ ዝወስደና ንምንታይ ዘንጊዑ በደልና ኣሚንና ንንስሓ ዝኸውን ካብ ሃበና ዕድመ ንመለስ ናብ ኣምላኸና ብርሃንና ከይጸለመ በደልና አሚንና ኣሞጽ ኣብ ትንቢቱ ከም እተነበዮ ነፍስና ከይትጠሚ ቃሉ ንስማዓዮ በደልና ኣሚንና ናይ ጻድቃን ሰማእታት ናይ ድንግል ጸሎታ ኣይፈለየና ኣብ ቅድሚ ልዑል ጐይታ በደልና ኣሚንና ርእስና እትሒትና በደልና አሚንና ንለምን ኣምላኸና በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ምስጋና ይኹኖ መድሓኒ ክርስቶስ ብስም ቅዱስ ስምካ ብንጹሕ ሕልና ኣብ ዙርያ መቕደስካ ንርከብ ኣሎና ልደት ቤተልሔም ጥምቀት ዮርዳኖስ ሃይማኖት ተዋህዶ ድሕነት ሥጋ ነፍስ በጃ ኹሉ ዓለም መስዋዕቲ ድሕነትና ክርስቶስ ቃል ኣምላኸ በጊዕ ፋሲካና ጐይታ ጐይቶት ልዑል ክርስቶስ ፈጣሪ ምስጋና ይብጻሕካ ብሰማይ ብምድሪ እምነትና ንምጽናዕ ባዕልኻ ርድኣና መንፈስካ ብምልኣኽኸ ባርኸ ጉባኤና ወሃቤ ሕይወት ጸጋ ዘእምጸጋ ኣሜን ሃሌ ሉያ ኣልፋ ወኦሜጋ ንዘመን ኣሕሊፍካ ኣብዚ ዘብጻሕካና ስለቲ ምሕረትካ ተመስገን ኣምላኸና ቡሩኸኽኸን ቅዱስን ዓመት ክትገብረልና ኣብ ቅድሚ መንበርካ ንልምን ኣሎና ንዘመን ኣሕሊፍካ በረኸትን ተልን ናይ ሰማያት መና ሰላምን ህድኣትን ምልኣይ ዓለምና ንዘመን ኣሕሊፍካ ብሓቅን ብፍቕርን ምስ ብዙሕ ትሕትና ምሉኣት ክንከውን ህዝብኻ ኩልና ንዘመን ኣሕሊፍካ ሕግኻን ትእዛዝካን ኣሕድሮ ኣብ ልብና ኣምላኸ ኩሉ ዓለም ጸሎትና ስምዓና ንዘመን ኣሕሊፍካ ዓመተ ምሕረት ዓመተ ጥዕና ይኹነልኩም ህዝበይ በለና ኣምላኸና ድንግል ንጽውዓኪ ማርያም ንዒ ንብለኪ ተታዓርቕና ንጽውዓኪ ምስ ፈጣሪ ጐይታ ንዒ ንብለኪ ድንግል ሓደራኺ ንጽውዓኪ ኩልና መኸታ ንዒ ንብለኪ ድንግል ንጽውዓኪ ማርያም ንዒ ንብለኪ በላዒ ሰብ ድሒኑ ንጽውዓኪ ብዙሕ ነፍሲ ኣጥፊኡ ንዒ ንብለኪ ብኢዱ ማይ ሂቡ ንጽውዓኪ ስም ናትኪ ጸዊዑ ንዒ ንብለኪ ድንግል ንጽውዓኪ ማርያም ንዒ ንብለኪ ብሄዋን ምኸንያት ንጽውዓኪ ኣብ ጸልማት ነበርና ንዒ ንብለኪ ኣባኺ ሓዲሩ ንጽውዓኪ ብርሃኑ ሂቡና ንዒ ንብለኪ ድንግል ንጽውዓኪ ማርያም ንዒ ንብለኪ ቤትኪ ዝሃነጸ ንጽውዓኪ ተኣምርኪ ዝሰምዐንዒ ንብለኪ ክምሕርየ ኢሉኪ ንጽውዓኪ ስምኪ ዝጸውዐ ንዒ ንብለኪ ድንግል ንጽውዓኪ ማርያም ንዒ ንብለኪ ገጽ ኣይመልስንዩንጽውዓኪ ናይ ኣደ ልመና ንዒ ንብለኪ ከይንጠፍእ ኢሉ ንጽውዓኪ ንዓኺ ሂቡና ንዒ ንብለኪ ድንግል ንጽውዓኪ ማርያም ንዒ ንብለኪ ኪዳነ ምሕረት ንዓለምና ለምንላ ምሕረት ክትረክብ ቅሳነት ኣድሕንያ ካብ ከቢድ መዓት ቃል ኪዳን ዘለኪ ኪዳነ ምሕረት ናይ ዘለዓለም ኪዳነ ምሕረት መሓበኒት ኢኺ ኪዳነ ምሕረት ንፍጥረታት ዓለም ኪዳነ ምሕረት ኪዳነ ምሕረት ንዓለምና ቅድስተ ቅዱሳን ኪዳነ ምሕረት ትንቢተ ነቢያት ኪዳነ ምሕረት ናይ ሓዋርያት ሞገስ ኪዳነ ምሕረት ኣደ ናይ ሰማዕታት ኪዳነ ምሕረት ኪዳነ ምሕረት ንዓለምና ኤፍሬም ብውዳሴ ኪዳነ ምሕረት ንዘመስገነኪ ኪዳነ ምሕረት ደመና ናይ ኤልያስ ኪዳነ ምሕረት ድንግል ንስኺ ኢኺ ኪዳነ ምሕረት ኪዳነ ምሕረት ንዓለምና መድሓኒት ምስ መጸ ኪዳነ ምሕረት ሰይጣን ውን ሓፈረ ኪዳነ ምሕረት ናይቲ ዜና ኣብሣሪ ኪዳነ ምሕረት ገብርኤል ነበረ ኪዳነ ምሕረት ኪዳነ ምሕረት ንዓለምና ናይ ብሓቂ መልኣኽ ኪዳነ ምሕረት ምኻኳኑ ሪኢኺ ኪዳነ ምሕረት ይኹነለይ ኢልኪ ኪዳነ ምሕረት ቃሉ ተቐቢልኪ ኪዳነ ምሕረት ኪዳነ ምሕረት ንዓለምና ብጽንዓት ክንሓልፎ ኪዳነ ምሕረት ናይ ዓለም ፈተና ኪዳነ ምሕረት ምእንቲ ክንኣቱ ኪዳነ ምሕረት ኣብ ጻድቃን ከተማ ኪዳነ ምሕረት ኪዳነ ምሕረት ንዓለምና ንኸንለብስ ፍቕሪ ኪዳነ ምሕረት ከም ናይ ሓዋርያት ኪዳነ ምሕረት ከም ናትኪ ትሕትና ኪዳነ ምሕረት ጽንዓት ከም ሰማእታት ኪዳነ ምሕረት ኪዳነ ምሕረት ንዓለምና ለምንላ ምሕረት ክትረክብ ቅሳነት ኣድሕንያ ካብ ከቢድ መዓት ነመስግን ኩልና ብንጹህ ልብና ባሕሪ ናይ ኤርትራ ከፊሉ ኣሕሊፉና ካብ ግዝኣት ናይ ፈርኦን ነመስግን ኩልና ካብ ጽኑዑ መግዛእቲ ብንጽሕ ልብና ንነብር ነበርና ነመስግን ኩልና ናይ ጡብ ተሰከምቲ ብንጽህ ልብና ኣውጺኡና ኣምላኸ ነመስግን ኩልና ብሙሴ መልእኸቲ ብንጽህ ልብና ነመስግን ኩልና ብንጽህ ልብና ተረግጽጹ እስራኤል ነመስግን ኩልና ኣብ ናይ ግብና ቦታ ብንጽህ ልብና ብራማ ተሰምዐ ነመስግን ኩልና ናይ ራሄል ንብዓታ ብንጽህ ልብና የለኻን ዶ በለት ነመስግን ኩልና ናይ ሠራዊት ጐይታ ብንጽህ ልብና ነመስግን ኩልና ብንጹህ ልብና ህዝበይ ፈኑ በሎ ነመስግን ኩልና ከገልግሉ ንዓይ ብንጹህ ልብና ፈርኦን ልቡ ጸንዐ ነመስግን ኩልና መን ኣሎ ኢሉ ከማይ ብንጹህ ልብና ኣውረደሉ ጐይታ ነመስግን ኩልና መዓቱ ካብ ሰማይ ብንጹህ ልብና ነመስግን ኩልና ብንጽህ ልብና ሚካኤል መሪሑ ነመስግን ኩልና ወጹ ካብ መግዛእቲ ብንጽህ ልብና ቀትሪ ብደመና ነመስግን ኩልና ለይቲ ብመብራህቲ ብንጽህ ልብና ተሳገሩ ባሕሪ ነምስግን ኩልና ኩሎም በብሓንቲ ብንጽህ ልብና ነመስግን ኩልና ብንጽህ ልብና ቤተ ክርስቲያን ቅድስት ማርያም ቺካጎ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Advertisement
Bottom banner

Download options | Convert to Pdf | Advertise on dirzon

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact