Detecting...
Please whitelist dirzon to continue.
ካህን ሃሌ ሱያ ለአብ ሃሌ ሉያ ለወልድ ሃሌሉያ ለመንፈስ ቀዱስ ቦአ መልአክ ኅቤሃ ወቆመ ቀድሜሃ ወይቤላ ምስጋና ንእግዚአብሔር መንፈስ ቅዱስ ጸለለኪ ወኃይለ ልዑል አጽንዓኪ ድንግል በሕልናኪ ወድንግል በሥጋኪ መንፈስ ቀዱስ ኣጽሊሉልኪ ሓይሊ ናይቲ ልዑል ድማ አጽኒዑኪ እዩ ብሕልናኺ ድንግል ብስጋኺውን ድንግል ኢኸ። ኦ ርሕርሕቲ ሕልና ናይ ኤልያስ ደመና ጓል ኢያቄምን ሓናን ማርያም ምልእትን ሕብርትን ኣብ ቅድስና ከምቲ ሙሴ ዝረኣየኪ ኣብ ሲና ብድንግልና ነውሪ ዘየብልኪ ፍጽምቲ ኢኺ። ሰላም ንዘደንቀ ትርኢት ስእልኺ ኣሕቢረውን ሰላም ይብል ንስእሊ ወድኺ ኣኸሊል ሽመቱ ንጴጥሮስ ኢኺ ማርያም ስለዚ ሕማም ኮነ ጻዕሪ መከራ ካብ ፍቀርኺ ዝፈልየኒ መን እዩ። ሰላም ነታ ካብ ወንጌላዊያን ሓደ ጥበበኛ ሉቃስ ብኢዱ ዝሰኣላ ስእልኺ ካብ ብዝሒ ፍቅርኺ ቀብኢ ናርዶስ ዝተለኽዩ ማርያም ብእከይ ሕማም ምስ ወሓዱን ቆሰሉን መከረኛታት ምድሪ ጥዕዮምን አዝዮም ተደሲቶምን እዮም ሰላም ለሥዕልኪ ወለሥዕለ ወልድኪ አልፋ ማርያም ዘኮንኪ ለኃጥአን ምድር ተስፋ እመቦ እምሰብእ ዘይሜንና ወዘይገድፋ ለተአምርኪ ባቶኑዕ እንተ ደቅስዮስ ጸሐፋ ውጉዘ ይኩን በቃሎሙ ለሳውል ወኬፋ ሰላም ንስአልኺን ንስአሊ ኣልፋ ወድኽን ማርያም ተስፋ ናይ ምድሪ ሓጥኣን ኣየናይ ሰብዩሞ ነቲ ድቅቀስዮስ ዝጸሓፎ ተኣምርኪ ዝገድፍን ዝምንን ተዘይ ኮይኑ ብቃል ሳውን ኬፋን ውጉዝ ይኹን ተማኅጸንኩ እግዝአትየ ማርያም በመልከዐ ሥዕልኪ ዛቲ እንዘ እሰግድ ቀድሜሃ ወእትጋነይ ላቲ ማርያም ድንግል ማርያም ጓል ማቲ ንስኺ ኣብ ሰማይ ኮነ ኣብ ምድሪ በጃ በጃ በጃ ኩሱ መዋቲ ኢኺ።
ሰላም ንዘደንቀ ትርኢት ስእልኺ ኣሕቢረውን ሰላም ይብል ንስእሊ ወድኺ ኣኸሊል ሽመቱ ንጴጥሮስ ኢኺ ማርያም ካብ መከራ እተጽልሲ ንተኣምርኪ ዝገልጽ መዝሙር ምስ ኣቅረብኩ ንዓይ ንባርያኺ ብይቀሬታኺ ከልልኒ » ሰላም ለሥዕልኪ መዓዛ ቀዳሴ ዘቦቱ ወለሥዕለ ወልድኪ ሰላም ዘያስተፌሥሕ ሥነ ርእየቱ ለሐዋርያ እንድርያስ ቀዳማዊ ማርያም ሃይማኖናቱ ገደፍኩ ሕይወትየ ቀድመ ተአምርኪ ዝንቱ ዓለሙኒ ኃላፊ ፍትወቱኒ ኃላፊ እስመ ኩሉ ኃላፊ ውእቱ ሰላም ነቲ ከም ቅድሴ ዝጣዕሙ ስእልኽን ነቲ ትርኢቱ ዘሐጉስ ስእሊ ወድኸን ንቀዳማይ ሓዋርያ እንድርያስ ማርያም እምነቱ ሕይወተይ ኣብ ቅድሚ ተኣምርኪ የማዕቁብ ዓለምን ፍትወታን ሓላፊ እዩ ኩሉ ድማ ሓላፊ እዩ። ሰላም ለሥዕልኪ ዘከንፈ መላእክት ምጽላሉ ወጻጸዳለ ክርስቶስ ሥነ ጸዳሉ እመ ያዕቆብ በጸጋ ማርያም ንግሥተ ኩሉ ናሁ ኣግብርትኪ በቃለ ማኅሌት ይብሉ ስብሐት ወከብር ወሰጊድ ለመንግስቲ ይደሉ ሰላም ነቲ ከም ከንፊ መላእከት ዘጽልል ስአልኺን ከም ጽላል ከርስቶስ ዝኾነ ጽላሉን አደ ያዕቆብ ብጸጋ ማርያም ንግሥቲ ኩሉ እነዉ ኣገለገልትኺ ኣብ ማህሌቶም ይብሉ ምስጋናን ከብርን ስግደትን ንንግስነትኪ ይግባእ ሰላም ለሥዕልኪ ወለሥዕለ ወልድኪ ዘሰዓሞ ዮሐንስ ርጌ ዮሐንስ ቀናንሞ ለዝ ወልድኪ መሐሪ ኅሩመ በቀል ወተቀይሞ ማርያም ሀብኒ በእዴኪ እንዘ ትዴጴውዒ ስሞ ሥጋሁ ቀዱስ ወከቡረ ደሞ ሰላም ንስአልኸን ስአሊ ወድኸን ዮሓንስ ዝሰዓሞ ዮሓንስ ቅንዑ ዮሓንስ ርሕሩሕ ንቂም በቀል ዘይፈቱ መሓሪ ወድኺ ማርያም ስሙ ክትጽውዒ ከለኺ ቅዱስ ሥጋኡን ክቡር ደሙን ብኢድኪ ሃብሂ። ሰላም ለሥዕልኪ ወለሥዕለ ወልድኪ በመተሎ አንተ ነገደ ወሖረ መንገለ አቃርዮስ ሀሎ ኅበ ዝ ወልድኪ መሐሪ ናትናኤል ዘይትዌከሎ ከመ የሀበኒ ጽድቆ ወይጸግወኒ ሣህሎ ድንግል በእንቲአየ አብዝቲ ተንብሉ ሰላም ንስአልኺ ደጊመውን ንስአሊ ወድኺ ናብቲ ኣቃርዮስ ዘለዎ መንገዲ ዝኸደን ዝገሸን ናትናኤል ንዝተወከሎ መሓሪ ወድኺ ጽድቁን ምሕረቱን ከህበኒ ድንግል ስለይ ኣብዚሕኪ ለምኒ ሰላም ለሥዕልኪ ሐፈ ማሕየዌ በጹዴንያ ወግብጽ ዘአውኃዘት በኢሕሳዌዊ ለመጸበሐዊ ማቴዎስ ማርያም እንተ ረሰይኪዮ ወንጌላዌ ይኩነኒ ዘልፈ ጸሎትኪ አምዘመነ ኩሉ ምንሳዌ ዐቃቤ ዘመዓልት ወዘሌሊት ሐላዊ ሰላም ነታ ኣብ ጹደንያን ግብጽን ብዘይ ሓሶት ብብዝሒ መሕወይት ዝኾነት ስአልኺ ነቲ ቀራጺ ማቴዎስ ማርያም ወንጌላዊ ከም ዝኾነ ጸሎትኪ ካብ ኩሉ እዋን መከራ ብመዓልትን ለይትን ሓላዊ ይኹነኒ ሰላም ለሥዕልኪ ሶበ ጸለየት ማርታ ዘአጽነነተ ርአሳ ከመ ተተትመጠው ስአለታ ምከሐ ታዴዎስ አንቲ ማርያም ወሞገስ ቶማስ ስሙየ መንታ አመ ኢታድኅን እም ወለታ ወአመ ታገብእ ምድር ማኅጸንታ ይኩነኒ ጸሎተኪ ሐገፋ ወወልታ ሰላም ንስእልኺ ከምቲ ማርታ ርአሳ ኣድኒና ልማኖኣ ከትቀቅበል ዝጸለየተት ተምከሕቲ ታዴዎስ ከብሪ እቲ ማንታ ዝተሰምየ ቶማስ ዝኾንኪ ማርያም ከምቲ ኣደ ንጓላ ምድሪውን ንማሕጸን ጸሎትኪ ይኩነኒ ዋልታን ድርዕን ሰጊድ ወአምኃ ይደሉ ለሥዕልኪ ወለሥዕለ ክርስቶስ ወልድኪ ወይነ በርተሎሜዎስ አንቲ ማርያም ዘያስተፌፈሥሕ ጣዕመ ፍቀርኪ አንብርኒ ከመ ኅልቀት በውሣጤ ርኅሩኅ ልብኪ ወከመ ማዕተብ ጹርኒ በመዝራዕትኪ። ጫፍ በኤርትራበኢትዮጺያ ወግብጽ ወሶርያ በአንጾከያ ወሮም ለሥዕላትኪ ዘሀለዋ ማርያም ሰላም ምስለ ኤጺስ ቆጾስ ያዕቆብ ዘኢዮሩሳሌም ይምጽኡ ኅቤነ እምኅቤኪ ለባርኮተትነ ዮም ማርቆስ ዘአንበሳ ወሉቃስ ዘላሕም ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ግብጺን ሶርያን ኣብ ኣንጾኪያን ሮማን ዘሎ ስእልኺ ማርያም ሰላም ምስ ያዕቆብ ኤጳጴስ ቆፅስ ናይ ኢየሩሳሌም ሓቢሮም ይምጽኡ ምሳኺ ማርቆስ እቲ ኣንበሳን ላሕሚ ሉቃስን » ሰላም ለሥዕልኪ እንተ ሠዐላ በአዱ ሉቃስ ጠቢብ እምወንጌላውያን አሐዱ አመ ተቀብዑ ማርያም እምሐፈ ፍቅርኪ ቀብዐ ናርዱ በሕማም እኩይ እለ ደውዩ ወውኅዱ ጽዑራነ ምድር ጥዕዩ ወጥቀ ፈድፈዱ ሰላም ነታ ካብ ወንጌላዊያን ሓደ ጥበበኛ ሉቃስ ብኢዱ ዝሰኣላ ስእልኺ ካብ ብዝሒ ፍቅርኺ ቀብኢ ናርዶስ ዝተለኽዩ ማርያም ብእከይ ሕማም ምስ ወሓዱን ቆሰሉን መከረኛታት ምድሪ ጥዕዮምን አዝዮም ተደሲቶምን እዮም ሰላም ለሥዕልኪ ወለሥዕለ ወልድኪ አልፋ ማርያም ዘኮንኪ ለኃጥአን ምድር ተስፋ እመቦ እምሰብእ ዘይሜንና ወዘይገድፋ ለተአምርኪ ባቶኑዕ እንተ ደቅስዮስ ጸሐፋ ውጉዘ ይኩን በቃሎሙ ለሳውል ወኬፋ ሰላም ንስአልኺን ንስአሊ ኣልፋ ወድኽን ማርያም ተስፋ ናይ ምድሪ ሓጥኣን ኣየናይ ሰብዩሞ ነቲ ድቅቀስዮስ ዝጸሓፎ ተኣምርኪ ዝገድፍን ዝምንን ተዘይ ኮይኑ ብቃል ሳውን ኬፋን ውጉዝ ይኹን ተማኅጸንኩ እግዝአትየ ማርያም በመልከዐ ሥዕልኪ ዛቲ እንዘ እሰግድ ቀድሜሃ ወእትጋነይ ላቲ ማርያም ድንግል ማርያም ወለተ ማቲ ቤዛ ቤዛ ቤዛ ነፍሰ ኩሉ መዋቲ በሰማይኒ ወበምድር አንቲ በዛ መልከዕ ስአልኺ አምሕጸን ኣለኹ ኣደይ ማርያምአነኹ ኣብ ቅድሜኣ አሰግድን አመስግንን ማርያም ድንግል ማርያም ጓል ማቲ ንስኺ ኣብ ሰማይ ኮነ ኣብ ምድሪ በጃ በጃ በጃ ኩሱ መዋቲ ኢኺ። » ሰላም ሰላም ለመልከዐ ሥዕልኪ ኩሉ እምነ ጸሐይ ወወርኅ ዘያበርህ ሥነ ጸዳሉ ወበአንተዝ ማርያም ሰብአ ቤተኪ ይብሉ ስብሐት ወክብር ለተአምርኪ ይድሉ ማርያም በረከትኪ ምስሌነ የሃሉ ሰላም ሰላም ነቲ ከም ጸሓይን ወርሕን ዘብርህ ጽባቐ ጽላል ዘለዎ ኩሉ መልከዕ ስአልኺ እቶም ሰብ ቤትኪ ድማ ካብዚ ምስጋናን ከብርን ንተኣምርኪ ይግባእ እናበሉ ማርያም በረኸትኪ ምሳና ይሃሉ ክ አሰግድ ቅድመ ማርያም ለዝክረ ስምኪ በጽዋዔ ወእሰግድ ካዕበ ለድንግልናኪ ክልኤ ወአሰግድ ሥልሰ ለሥዕልኪ ቅድመ ጉባኤ ዘኢሰገደ ለሥዕልኪ አሥሪዖ ምማዔ በሥጋሁ ወበንፍሱ ኢይርከብ ትንሣሌ ስምኪ እናጸዋዕኩ ኣብ ቅድሜኪ ማርያም እአሰግድ ደጊመ ንድንግልናኪ እሰግድ ሳልሳይ ድማ ኣብ ቅድሚ ጉባኤ ንስአልኺ አሰግድ ንስእሊኺ ብሓቂ ፈትዩ ዘይሰገደ ብሥጋኡን ብነፍሱን ተንሣኤ ኣይርከብ ናሁ አግብርተኪ በቃለ ማኅሌተ ይብሉሱ እሉ መነኑ ዓለመ ወአለ አድባራተ ዔሉ ስብሐተ ወከብር ወሰጊድ ለመንግሥትኪ ይደሉ እስመ ንጹሕ አባልኪ ለአግዚአብሔር አባሉ ማርያም በረከተኪ ምስሌነ የሃሉ አነዉ ኣፍቀርተኪ ብቃል ማኅሌተ ነዛ ዓለም ዝመነኑ ናብ ኣድባራተውን ዝኸዱ ምስጋናን ከብርን ስግደትን ንመንግስተትኺ ይግባእ ይብሉ ነቲ ንጹሕ ኣባልኪ ኣባል አግዚአብሔር ማርያም በረኸትኪ ምስኡ ትሃሉ።