Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convert to Pdf
  • Reading List
  • Summary
  • Audiobook
  • Search
  • Upload
  • myzon
  • Log in
  • Register
English  አማርኛ  Français  العربية  Portuguese
Book of the day

ዱጉል ሓይሊ ነብሲ.pdf


Advertisement
  • word cloud

ዱጉል ሓይሊ ነብሲ.pdf
  • Extraction Summary

ሓዚ ዎችማን ኒይ ዐ ር ከር የርበቪ ሾዐክር ሂከፎ መሰል ቅዳሕ ከኪ ርርዌፎመከቪን ሀከር በር አር ኛጩ ኩሉ መሰላቱ ሕዙእ እዩ። ብዘይፍቓድ ተርጓሚ ብዝኩነ መልክዕ ቀዲሕካ ምብዛሕ ከኣ ዘይሕጋዊ እዩ። መሰልቅዳሕወኤልምሳና ምሳይ ርበክዉርር ሀሀሀዐሀ ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ ምኳኑ ፍሉጥ እዩ። ሓደ ኣማኒ ንነፍሳዊት ህይወቱ ኔው እንተዘይልዋ መንፈሱ ኪዓዩ ኣይክእልን እዩ። ነዚ ሽግር እዚ ብኩሉ ዕቱብነት ክንርእዮ ይግበኣና እዩ። ትንሳኤ ማለት ኪንዮ ሞት ምንባር ማለት እዩ። ንዓና ዘድልየና ኸኣ ዓቢ ሓይሊ ዘይኮነ ዓሚቕ ሞት እዩ። ነፍሳዊት ህይወቱ ዘጥፈአ ኩሉ ግና ልክዕ ከምታ ናብ መሬት ወዲቓ ዝሞተት ፍረ ስርናይ ብህይወት ኣምላኽ ዓብዩ ዘትረፍርፍ ህይወት ይውንን እዩ። ሽዑ ኣምላክ ነቲ ዝደለዮ ኪገብር ሓይሉ ከርኢ እዩ። ዮሃ ራዕ ረኋታ ሯ ጳሠሯፎሮ ዳይዕዳሎፖፓ ብካልእ ኣዘራርባ ካብ ኩሎም እቶም ጐይታ ዝገበሮም ግብርታት ሓንቲ እኳ ኣብ ገዛእ ርእሱ ተወኪሉ ዝገበራ ነገር የለን። ግናኸ ኣብ ነፍሱ ጌጋ ነገርዶ ነይሩ እዩ። ናብ ምድሪ ዝመጸሉ ምኽንያት ኣብ ኩሉ ነገር ፍቓድ ኣምላክ መታን ኪፍጽም እዩ። ኣምላክ ይባርሽና።

  • Cosine Similarity

እቲ ሓደ ናይ ኣምላክ ኪከውን ከሎ እቲ ካልእ ግና ናይ ሰብ እዩ። ኣብ መንፈስን ነፍስን ዘሎ ምፍልላይ ምፍላጥ እቲ ዝዓበየ ጥቕሙ ብዛዕባ እቲ ኣብ ነፍሲ ተቐሚጡ ዘሎ ድጉል ሓይሊ ከተስተውዕፅሎን ንሱ ኸኣ ብበመይ ንናይ መንፈስ ቕዱስ ሓይሊ ብምትምያን ኪሰርሕ ከም ዚኽእል ክትርድኦን ከም ትኽእል ስለ ዚገብረካ እዩ። ስለዚ ናይ ሰብ ስጋ ካብ ምድሪ ኪኸውን ከሎ ናይ ሰብ መንፈስ ግና ብኣምላክ ዝተዋህቦ እዩ። ስለዚ ኹሉ ናይዚ ሓይሊ እዚ ኣብ ዉሽጢ ነፍሲ እዩ ነይሩ። ውድቀት ሰብ ኣዳም ነፍሲ እዩ። እዚ ሓይሊ እዚ ደጊም ኣብ ነፍሲ የሎን ማለት ግና ኣይኮነን። ዋላኳ እዚ ሓይሊ እዚ ኣብ ሰብ እንተሎ ግናኸ ደስኪሉ ዘይንቀሳቐስ ኮይኑ እዩ ዘሎ። ግናኸ ዋላ ኪወጽእ እንተዘይከኣለ እቲ ሓይሊ ግና ልክዕ ከምቲ መጀመርያ ኣብ ነፍሲ ኣዳም ዝነበረ ሕጂውን ኣብ ነፍሲ ኩሉ ሰብ ኣሎ። ኣብዚ ዘመን እዚ ድያብሎስ ዚሰርሓሉ ዘሎ ኣገባብ ድማ ነቲ ኣብ ነፍሲ ሰብ ተዓጽዩ ዘሎ ሓይሊ ፈቲሕካ ንዕዮ መንፈስ ቅዱስ ኣመሳሲልካ ንመንፈሳዊ ሓይሊ ምትምያን እዩ። እቲ ኣብ ውሽጥና ዘሎ ኣምላክ ግና ተኣሲሩ እዩ ዘሎ። እቲ ተራ ሰብ ከምዚ ዓይነት ሓይሊ ኣብ ውሽጡ ከም ዘሎ ኣይፈልጥን እዩ። እዚ ሓይሊ እዚ ምስ ሰብ ካብ ወደቐ ፍቓድ ኣምላክ ሰብ ነዚ ሓይሊ እዚ ከይጥቀም እዩ። ሰብ እዚ ሓይሊ እዚ ኣብ ውሽጡ ከም ዘሎ እንተደኣ ተረዲእዎ ንገዛእ ርእሱ ከምልኽ ክጅምር እዩ። ብኡ ኣቢሉ ድማ ነቲ ኣብ ነፍሲ ዘሎ ድጉል ሓይሊ ምብርባር እዩ እቲ ናይ መወዳእታ ዓላማኡ። ወይውን ኣብ ከባቢኡ ዘለዉ ቁሳቹስ ናብ ጥቓኡ ከቕርቦም ይኽእል ናይ ክርስትያን ኣመለሻክታ እዚ ኣብ ሃይማኖት ይኹን ኣብ ስነፍልጠት ዚረአ ዘሎ ተኣምራታዊ ተርእዮታት ካብቲ ኣብ ሰብ ዘሎ ቅሙጥ ሓይሊ ናይ ነፍሲ እዩ ዝምንጨ። ንሱ ኸኣ ሓይሊ ሞቹሕ ናይ ስጋ ሰቢርካ ነቲ ኣብ ነፍሲ ተቐሚጡ ዘሎ ሓይሊ ምፍታሕ እዩ። ሰይጣን ግና በቲ ኣብ ነፍሲ ዘሎ ድጉል ሓይሊ ገይሩ እዩ ሓይሉ ዚገልጽ። ስለዚ ሓይሊ ነፍሲ ሰብ መሳርሒ ሰይጣን እዩ ኮይኑ ኣብ መወዳእታ ከኣ ክፉእ ዓላማ ናይ ሰይጣን ኣብ ምውቃዕ እዩ ዘገልግል። ሰይጣን ነቲ ኣብ ሰብ ዘሎ ድጉል ነፍሳዊ ሓይሊ ኪቐጻጸር ይደሊ ንሱ ኣብ ነፍሲ ሰብ ሓደ ብዙሕ ነገር ኪገብር ዚኽእል ሓይሊ ከምዘሎ ኣጸብቹ ይርድኦ እዩ። ናይ ሰይጣን ድሌት ኣብ ነፍሲ ዘሎ ሓይሊ ምፍታሕን ምግሃድን እዩ ሰብ ምስ ወደቐ ብኡንብኡ ኣምላክ እቲ ነፍሳዊ ሓይሊ ብስጋኡ ከም ዝቕየድ እዩ ገይርዎ። ምክንያቱ ካልእ ዘይኮነ ነቲ ኣብ ነፍሲ ሰብ ዘሎ ሓይሊ ክጥቀመሉ ስለ ዝከበኣለ እዩ። መንፈስ ቅዱስ ሓይሊ ኣምላኽ ኪኸውን ከሎ ነፍሲ ሰብ ድማ ሓይሊ ሰይጣን ኮይኑ እዩ ዚረአ ክንብል ንክእል ኢና። እቲ ተኣምራታዊ መዳይ ሓይሊ ነፍሲ ሰብ ኣብቲ ትሕተቐልቢ ዘሎ ክፋል ናይ ነፍሲ እዩ ዚርከብ። ኣምላክ ኣብ መንፈስ ሰብ እዩ ዚሰርሕ ምክንያቱ ናይ ሰብ ዳግም ዝተወልደ ህይወት ወይ ሓድሽ ፍጥረት ዚበሃል መንፈስ እዩ። ሰይጣን ሎሚ ኣብ ማሕበር ዚገብሮ ዘሎ ነገር ሰይጣን ብከበመይ እዩ ነቲ ኣብ ነፍሲ ሰብ ተደጐሉ ዘሎ ነፍሳዊ ሓይሊ ተጠቂሙ ብነፍሲ ሰብ ኪዓዩ ዚኽእል። ስለዚ እቲ ሰባት ኣደናቼ ሓይሊ ብምባል ዚጽውዕዎ ሓይሊ ካልእ ዘይኮነስ ናይ ነፍሲ ሓይሊ ጥራይ እዩ። ዝቕበልዎ ኸኣ ሓይሊ መንፈስ ቅዱስ ዘይኮነ ነፍሳዊ ሓይሊ እዩ። እዚ ኸኣ መግለጺ ድጉል ሓይሊ ነፍሲ እዩ። እቲ ዘሕዘን ግና ናይ ብዙሓት ክርስትያናት ጸሎት ኣምላክ ዘይኮነስ በቲ ኣብ ነፍሶም ዘሎ ድጉል ሓይሊ ነፍሲ ይምለስ ምዉቧኑ እዩ። በቲ ድሕሪ ውድቀት ሰብ ብስጋ ተሓቢኡ ዘሎ ነፍሳዊ ሓይሊ ማለት ብሓይሊ ነፍሲ ሰብ ዚጥቀም ሰይጣን ጥራይ እዩ። እዚ ሓይሊ እዚ ግና እንታይ ዓይነት ሓይሊ እዩ። እዚ ካልእ ዘይኮነስ ናይ ገዛእ ነፍስካ ሓይሊ እዩ። ኣብ እኩባት ሰባት ሓደ ሓይሊ ከም ዘሎ ይፍለጠካ እዩ። እዚ ሓይሊ እዚ እንታይ እዩ። እዚ ሓይሊ እዚ ሓይሊ መንፈስ ቅዱስ ኪከውን ኣይክእልን እዩ። እዚ ናይ ነፍሲ ሓይሊ እዩ። እዚ እንታይ እዩ። እዚ ብዘይ ጥርጥር ሓደ ካብ ዕዮታት ናይ ነፍሲ እዩ።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Advertisement
Bottom banner

Download options | Convert to Pdf | Reading List | Advertise on dirzon

© dirzon | Terms of Service | Privacy | About | Services | Contact